Filtrer par genre

ዕለታዊ ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - Voice of America

ዕለታዊ ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - Voice of America

VOA

ዕለታዊ ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ጥቅምቲ 1,2021

2937 - ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 7 ግንቦት 2024 - ግንቦት 07, 2024
0:00 / 0:00
1x
  • 2937 - ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 7 ግንቦት 2024 - ግንቦት 07, 2024

    ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 7 ግንቦት 2024 ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ኣስመራ ኣገልግሎት ቪዛ ክጅምር’ዩ ፕረ.ሩቶ ግዳያት ውሕጅ ገንዘባዊ ሓገዝ ከምዝወሃቦም ኣፍሊጦም ሽዱሽተ ኣዋርሕ ተሪፍዎ ዘሎ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣመሪካን ፕረዚደንታዊ ሕጹያትን ንማሕበር ሓርበኛታት ስንኩላን ኲናት ኤርትራ ዝሕግዝ ሓበን፡ኤሪ ናብ ግብራዊ ዕማም ይሰጋገር

    Tue, 07 May 2024 - 29min
  • 2936 - ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 6 ግንቦት 2024 - ግንቦት 06, 2024

    ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 6 ግንቦት 2024 ሰራዊት ህጹጽ ወሃብ ድጋፍ ሱዳን ንህወሓት ይኸስ ስ፡ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ነቲ ክሲ ይነጽግ ኣብ ክልል ጋምቤላ ዕጡቓት ሽውዓተ ሰባት ኣቑሲሎም ዜና ስፖርትን ሳይንስን ቴክኖሎጂን የጠቓልል

    Mon, 06 May 2024 - 29min
  • 2935 - ፈነወ ትግርኛ ሰንበት - ግንቦት 05, 2024

    ድምጺ ኣሜሪካ ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ሰንበት ይፍነው። ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ዓርቢ ብዕለታዊ ዜና ይጅምር፥ እዋናዊ ጉዳያትን ሰሙናዊ መደባት'ውን የጠቓልል ።ቀዳምን ሰንበትን ኣብቲ ሰሙን ዝተፈነው መደባት ብምድጋም ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ይኻየድ።

    Sun, 05 May 2024 - 30min
  • 2934 - ፈነወ ትግርኛ ቀዳም - ግንቦት 04, 2024

    ድምጺ ኣሜሪካ ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ሰንበት ይፍነው። ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ዓርቢ ብዕለታዊ ዜና ይጅምር፥ እዋናዊ ጉዳያትን ሰሙናዊ መደባት'ውን የጠቓልል ።ቀዳምን ሰንበትን ኣብቲ ሰሙን ዝተፈነው መደባት ብምድጋም ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ይኻየድ።

    Sat, 04 May 2024 - 30min
  • 2933 - ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 3 ግንቦት 2024 - ግንቦት 03, 2024

    ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 3 ግንቦት 2024 ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ኣመሪካ ንጸብጻብ ሰብኣዊ መሰላት ይነጽግ ኣዲስ ኣበባ ፡፡ ሓሙሽተ ኣገልገልቲ ቤተክርስትያን ተኣሲሮም ቃለ መሕች ንዝኽሪ መዓልቲ ናጻ ፕረስ ምስ በዓል ሞያ ሚድያ መኮነን ምስግና

    Fri, 03 May 2024 - 29min
Afficher plus d'épisodes