Nach Genre filtern

ዕለታዊ ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - Voice of America

ዕለታዊ ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - Voice of America

VOA

ዕለታዊ ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ጥቅምቲ 1,2021

2947 - ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 17 ግንቦት 2024 - ግንቦት 17, 2024
0:00 / 0:00
1x
  • 2947 - ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 17 ግንቦት 2024 - ግንቦት 17, 2024

    ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 17 ግንቦት 2024 ሚ/ጉ/ወጻኢ ኢትዮጵያ ንጻውዒት ኣምባ. ኣመሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ይነጽግ ሕገመንግስቲ ኢትዮጵያ ክዝተየሉ ሕቶ ቀሪቡ ምርኢት ቅዲ-ክዳን ኤርትራ

    Fri, 17 May 2024 - 30min
  • 2946 - ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 16 ግንቦት 2024 - ግንቦት 16, 2024

    ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 16 ግንቦት 2024 ቻይና ጉጅለታት ሕክምና ናብ ኢትዮጵያን ኤርትራን ልኢኻ “75-ሽሕ ተዋጋእቲ ክልል ትግራይ ናይ ምፍናውን ምጥያስን መስርሕ ድሕሪ ክልተ ወርሒ ክጅምር’ዩ፡” ኮሚሽን ተሃድሶ መደብ መንእሰያት - ቱሪዝም ክልል ትግራይ ንምብርባር የጠቓልል።

    Thu, 16 May 2024 - 29min
  • 2945 - ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 15 ግንቦት 2024 - ግንቦት 15, 2024

    ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 15 ግንቦት 2024 ኣምባሳድር ኣመሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ንኣሳታፊ ዘተን ምዕራፍ ጎንጽታትን ይጽውዕ ኣብ ጋምቤላ ዘጋጠመ ግጭት ምርጫ ኣመሪካን ፖሊስ ምፍልላይ ስድራቤትን መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ የጠቓልል።

    Wed, 15 May 2024 - 30min
  • 2944 - ፈነወ ትግርኛ ሶሉስ - ግንቦት 14, 2024

    ፈነወ ትግርኛ ብናይ`ዚ መዓልቲ ዓበይቲ ዜና ይጅምር ። ካብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝረኽቦም ቃለ-መጠይቓትን ሰሙናዊ መደባትን ድማ የስዕብ ። ሰሙናዊ መደባት ሰሉስ፡ ኤርትራውያን ኣብ ኣመሪካ/ ኣመሪካና

    Tue, 14 May 2024 - 29min
  • 2943 - ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 13 ግንቦት 2024 - ግንቦት 13, 2024

    ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 13 ግንቦት 2024 ጻውዒት ሰላም ቀ/ሚ ኣሕመድ ሱዳን -- ሓተትቲ ዑቕባ ተወላዶ ትግራይ ኣብ ዝተሓደሰ ሻቕሎት ዜና ስፖርት ትንታነ -- ኣድማ ተመሃሮ ዩኒቨርስታት ኣመሪካ የጠቓልል

    Mon, 13 May 2024 - 29min
Weitere Folgen anzeigen