Filtrar por gênero

ዕለታዊ ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - Voice of America

ዕለታዊ ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - Voice of America

VOA

ዕለታዊ ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ጥቅምቲ 1,2021

2931 - ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 1 ግንቦት 2024 - ግንቦት 01, 2024
0:00 / 0:00
1x
  • 2931 - ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 1 ግንቦት 2024 - ግንቦት 01, 2024

    ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 1 ግንቦት 2024 ምላሽ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንተሪር ስጉምቲ ቪዛ ሕብረት ኣውሮጳ ሕብረት ኣፍሪቃ ገንዘቡ ካብ ምዝራፍ ከም ዘፍሸለ ይገልጽ መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ቁጽሪ ተሳፈርቱ ብ30% ከዕቢ ትጽቢት ከም ዘለዎ ኣፍሊጡ መግለጺ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ

    Wed, 01 May 2024 - 29min
  • 2930 - ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 30 ሚያዝያ 2024 - ሚያዝያ 30, 2024

    ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 30 ሚያዝያ 2024 ኣብ ክልል ኣምሓራ 4.1-ሚልዮን ቆልዑ ካብ ትምህርቲ ምብኳሮም ሕ/ሃ ይሕብር ሚ/ጉ/ወ ኣመሪካ ኣብ ጉዳይ ቓዛ ንምዝርራብ ምስ ሰበ-ስልጣን ዮርዳኖስ ይራኸብ ወፍሪ ምርጫ ኣመሪካን

    Tue, 30 Apr 2024 - 29min
  • 2929 - ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 29 ሚያዝያ 2024 - ሚያዝያ 29, 2024

    ኣብ ኣዲስ ኣበባ 4 ሰባት ብውሕጅ ሞይቶም፡ ሕ/ኣውሮጳ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያዊያን ጽኑዕ ናይ ቪዛ ቐይዲታት የንብርን ካልኦት ዞባዊን ኣህጉራዊን ዜናታት መደብ ስፖርት ሳይንስን ቴክኖሊጅን ቻይና ናብ ዝረሓቐ ክፋል ወርሒ ክትውንጭፋ ዝመደበት መንኮርኮር ዝምልከት የጠቓልል

    Mon, 29 Apr 2024 - 29min
  • 2928 - ፈነወ ትግርኛ ሰንበት - ሚያዝያ 28, 2024

    ድምጺ ኣሜሪካ ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ሰንበት ይፍነው። ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ዓርቢ ብዕለታዊ ዜና ይጅምር፥ እዋናዊ ጉዳያትን ሰሙናዊ መደባት'ውን የጠቓልል ።ቀዳምን ሰንበትን ኣብቲ ሰሙን ዝተፈነው መደባት ብምድጋም ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ይኻየድ።

    Sun, 28 Apr 2024 - 29min
  • 2927 - ፈነወ ትግርኛ ቀዳም - ሚያዝያ 27, 2024

    ድምጺ ኣሜሪካ ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ሰንበት ይፍነው። ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ዓርቢ ብዕለታዊ ዜና ይጅምር፥ እዋናዊ ጉዳያትን ሰሙናዊ መደባት'ውን የጠቓልል ።ቀዳምን ሰንበትን ኣብቲ ሰሙን ዝተፈነው መደባት ብምድጋም ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ይኻየድ።

    Sat, 27 Apr 2024 - 29min
Mostrar mais episódios